• Open Daily: 10am - 10pm
    Alley-side Pickup: 10am - 7pm

    3038 Hennepin Ave Minneapolis, MN
    612-822-4611

Open Daily: 10am - 10pm | Alley-side Pickup: 10am - 7pm
3038 Hennepin Ave Minneapolis, MN
612-822-4611
ዘይተነግረ ገድሊ Zeytenegre Gedli

ዘይተነግረ ገድሊ Zeytenegre Gedli

Paperback

African History

ISBN10: 9994801813
ISBN13: 9789994801817
Publisher: Hdri Publishing
Published: Jan 1 2025
Pages: 576
Weight: 1.75
Height: 1.17 Width: 6.14 Depth: 9.21
Language: Tigrinya

ትረኻታት ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ፡ ዝበዝሕ ናብ ፖለቲካውን ወተሃደራውን መዳያት ዘድሃበ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ብመትከል ርእሰ ምርኰሳ፡ ኣብ ሳሕል ዝመስረቶ ደጀን፡ ነቲ ቃልሲ ኣብ ምዕዋት ዝነበሮ ዓቢ ግደ ዛጊት ከምቲ ዝድለ ኣይተተረኸሉን። ዘይተነግረ ገድሊ፡ ንሓደ ክፋል ካብ ዕማማት ደጀን፡ ማለት ንጥፈታት ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳያት እትትርኽ ቀዳመይቲ ቅጺ ናይ ተኸታታሊ መጻሕፍቲ ተመኩሮ ክፍልታት ሰውራዊ ደጀን ሳሕል እያ።

Also from

Berhe, Solomon

Also in

African History