• Open Daily: 10am - 10pm
    Alley-side Pickup: 10am - 7pm

    3038 Hennepin Ave Minneapolis, MN
    612-822-4611

Open Daily: 10am - 10pm | Alley-side Pickup: 10am - 7pm
3038 Hennepin Ave Minneapolis, MN
612-822-4611
መጋርያ Megarya

መጋርያ Megarya

Paperback

African History

ISBN10: 9994801864
ISBN13: 9789994801862
Publisher: Hdri Publishing
Published: Feb 1 2026
Pages: 496
Weight: 1.45
Height: 1.00 Width: 6.00 Depth: 9.00
Language: Tigrinya

ንሰላሳ ዓመታት ዝኸርተተ ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ዕለት ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ደቒቕ'ውን፡ እጹብ ድንቂ ታሪኽ መዝጊቡ'ዩ ሓሊፉ። ዝተሰግረ ጽንኵር መድረኻት፡ ዝተኸፍለ መስዋእትን ሃልክን ሃለኽለኽን፡ ሃገራዊ ናጽነት ኣብ ምጕንጻፍ ዝተመዝገበ ዓወት፡ መወዳድርቲ ዘይብሉ ጉዕዞ ምዃኑ ብሩህ'ዩ። እዚ ጸዊኻ ዘይነጽፍ ታሪኽ'ዚ፡ ብሓቂ ብደቂ ሰባት ድዩ ተፈጺሙ! ኢልካ፡ ንምእማኑ ዘጸግም ታሪኽ ብዝግባእ ተተሪኹዶ? ንዝብል ሕቶ፡ ጌና ግቡእ ምላሽ ዝረኸበ ኣይመስንን። ነፍሲ-ወከፍ ተጋዳላይ ዝፈጸሞ ማእለያ ዘይብሉ ቃልሲ ኣሎ። ይዅን'ምበር፡ ዋናታቱ ነጊሮምዶ? ተዛሪቦምዶ? እቲ ፍጻመታት ኣይተነግረን ኢልካ ኣሕጺርካ ምምላሱ ይከኣል። ታሪኽ ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብማእለያ ዘይብሎም ኣደነቕቲ ታሪኽ ዝተነድቀ ስለ ዝዀነ፡ ኣፍካ ክትከፍት ወይ ብርዕኻ ከተድንን ዝደፋፍእ ትሕዝቶ ኣለዎ። እሞኸ ደኣ፡ ተሪኽና'ዶ? ጽሒፍና'ዶ? ነጊርና'ዶ? ኢልና ንነብስና ኣብ እንሓተሉ፡ ሕጂ'ውን ከምቲ ዝድለ ኣይተረኽናን፡ ኣይጸሓፍናን ተባሂሉ ሓጺር መልሲ ክወሃቦ ይከኣል።

Also in

African History